ሓገዝ ፀባ ጡብ ኣደ ንግዳያት ህቦብላ ሃርቨይ

መግለጺ ቪድዮ, ሓገዝ ፀባ ጡብ ኣደ ንግዳያት ህቦብላ ሃርቨይ
Published

ዳንኤላ ፓልመር ኣብ ከባቢ ሚዞሪ እያ ትነብር። ። ብፍላይ ሆብባላ ሃርቨይ፡ ኣደታት ንዘቐመጥኦ ፀባ ምስ ኣጥፈአለን፡ 30 ሊትሮ ፀባ ጡብ ሓገዝ ሂባ።