''ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘቀራርቡ መደባትን ዜናታትን ክትሰርሑ ንላበወኩም'' ካብ ሓሳብኩም።
እንታይ ዓይነት ዛንታታት እንተትስርሑ ምቅርራብ ይፍጠር ኢልኩም ትሓስቡ?