ቢቢሲ ትግርኛ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን በዓል ቅዱስ ዮውሃንስን ይምነየልኩም።

መግለጺ ቪድዮ, ቢቢሲ
Published

ቢቢሲ ትግርኛ ኣብዚ ሓድሽ ዓመት ብቋንቋታት ትግርኛ፣ ኣምሓርኛን ኣፋን ኦሮሞን ፈነወ ምጅማሩ እንተበስረኩም ልዑል ታሕጓስ ይስመዖ። ሰናይ ትምኒት ኣባላት ጉጅለ ቢቢሲ እነሆ!