ቀይሕ ካርዲ ዝሃብክዎ ኣሰልጣኒ ክሃርመኒ ፈቲኑ

መግለጺ ቪድዮ, ቀይሕ ካርዲ ዝሃብክዎ ኣሰልጣኒ ክሃመርኒ ፈቲኑ
Published

ኤደን ሃብተሚካኤል ትበሃል። ኣብ ኣስመራ ብሓደ ጀርመናዊ ኣስለጣኒ ስልጠና ዳንነት ኩዕሶ እግሪ ካብ ዝወሰዱ 16 ዳኛታት ሓንቲ እያ።