ሰራሕተኛታት ዓለባ ኢትዮጵያ፡ ንምንታይ ትሑት መሃያ ይኽፈሎም?

መግለጺ ቪድዮ, ሰራሕተኛታት ዓለባ ኢትዮጵያ ንምንታይ ትሑት መሃያ ይኽፈሎም?
Published

ሰራሕተኛታት ፋብሪካ ዓለባ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዓለም እቶም ኣዝዩ ውሑድ መሃያ ዝኽፈሎም ከምዝኾኑ መረዳእታታት ይሕብሩ። ሰራሕተኛታት ባንግላድሽ ዕጽፊ ከም ዝኽፈሎም ይግለጽ። እቶም ሰራሕተኛታት ኣብ ወርሒ 26 ዶላር ይኽፈሎም።