ሙሴ ኤፍሬም፡ "ይኣክል ንፍልልይ ንተዓረቕ"

መግለጺ ቪድዮ, ሙሴ ኤፍሬም፡ "ይኣክል ንፍልልይ ንተዓረቕ"
Published

ኤርትራዊ ናይ ሕጊ በዓል ሞያ፡ ሙሴ ኤፍሬም ኤርትራውያን እቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ታሪኽ ይሕመቕ ይጸብቕ ገዲፍካ ኣብ ህንጸት ሃገር ንምስታፍ ዕርቂ ከምዘድሊ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዘካየዶ ቃለ ምልልስ ገሊጹ።