መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ደጊሙ ዝምስረሐ ኮርያዊ ተምሃራይ
Published
ኮርያዊ ተምሃራይ ስራሕቲ ቅዲ ‘ዲዛይን’ ዝኾነ ኪም ሃ ኑል ዝተደርበዩ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ኣኪቡ ዳግማይ ብምምስራሕ ናብ ረብሓ ይቕይሮም’ሎ። ኣብ ነፍሰ-ወከፍ ወርሒ ኣስታት 129 ቢልዮን ‘ማስክ’ ከምዝድርበዩ መረዳእታት ይሕብሩ።