ናይ ጽባሕ ጥዑም ህይወት እንዳመዓደዉ ኣብ ጎደናታት ናይሮቢ ዝስዕስዑ መናእሰይ

መግለጺ ቪድዮ, ናይ ጽባሕ ጥዑም ህይወት እንዳመዓደዉ ኣብ ጎደናታት ናይሮቢ ዝስዕስዑ መናእሰይ
Published

ሓሙሽተ መናእሰይ እዮም። ኣብ ጎደናታት ናይሮቢ ሳዕሲዖም መዓልታዊ እቶት ይረኽቡ። እንተኾነ ግን ዝሓድርሉ ገዛ ስለዘይብሎም ፖሊስ ኬንያ የጓይዮም። ሕጂ ግን ሓደ ፍሉጥ ኬንያ ስነ ጥበባዊ ይሰርሓ ኣብ ዘሎ ሙዚቃ ክስዕስዕሉ ሓርዩዎም ስለዘሎ ተስፋ ኣሕዲሮም ኣለዉ።