ካብ ዕፉን፡ ቢራን ውሲክን ዝጸሞቐ ተምሃራይ ዩኒቨርስቲ

መግለጺ ቪድዮ, ካብ ዕፉን ቢራን ውሲክን ዝጸሞቐ ተምሃራይ ዩኒቨርስቲ
Published

ተመሃራይ ራብዓይ ዓመት ኬሚካል ኢንጅነሪንግ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኤርሚያስ ዋቅሹማ ካብ ዕፉን ቢራን ዊስክን ዘፍረየ ኮይኑ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሓሸ ዕዳጋ ከምዝረክብ በዓል ምሉእ ተስፋ እዩ።