ብሰንኪ ቅልውላው ዩክሬን ኣብ መኻዚኖ ተሓቢኦም ዝርከቡ ተመሃሮ
Published
ብሰንኪ እቲ ኣብ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ውግእ ዩክረይንን ሩስያን፡ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት መጺኦም ኣብ ዩክረይን ዝመሃሩ ዝነበሩ ተመሃሮ ናይ ድሕነት ጸገም ኣጓኒፍዎም ይርከብ። ካብ ህንዲ ዝመጽኡ ተመሃሮ መንግስቶም ከድሕኖም ተማሕጺኖም።