ብቕዓት ኣእምሮና እስከ ንፈትን - ግድል ቁ- 13

Published

በዚ ግድል ተዘናግዑ።

ናብቲ ድግስ እንኳዕ ብደሓን መፃእኹም።

ምቕፃል ይከኣል!

መድመቒ ድግስ ባንዴራታት

ግድል 13

ኣብቲ ድግስ ካብ ዝተረኸቡ 100 ሰባት እቶም 90 ቋንቋ ስፓኒሽ ይዛረቡ። 80 ጣሊያንኛ፤ 70 ድማ መንደሪን ይዛረቡ።

ብውሑዱ ክንደይ ሰባት እዮም ንኹሉ ቋንቋታት ክዛረቡ ዝኽእሉ?

መልሲ ኣብ ታሕቲ ኣለኩም

ምስሊ ምልክት ሕቶ

መልሲ

45.

10 ሰባት ስፓኒሽ ኣይዛረቡን፡ 20 እውን ጣልያንኛ ክዛረቡ ኣይኽእሉን። እቶም 25 ድማ መንደሪን ዘይዛረቡ እዮም። ስለዝኾነ ክልተ ቋንቋታት ክዛረቡ ዝኽእሉ ሰባት 25 ይኾኑ ኣለው።

እዚ ግን ቁፅሪ እቶም ሰለስቲኦም ቋንቋታት ክዛረቡ ዝኽእሉ ሰባት ክውስኽ ዝገብር እዩ። እቲ ሕቶ ድማ ብውሑድ ክንደይ ሰባት ንኹሎም ይዛረቡ እዩ ዝብል።

ስለዝኾነ እቶም 10፥ 20 ን 25 ሰባት ዝተፈላለዩ እዮም ንበል።

55 ሰባት ብነብሲ ወከፎም ሓደ ሓደ ቋንቋ ክዛረቡ እንተዘይኪኢሎም፡ ዝተረፉ 45 ሰባት ግን ሰለስቲኦም ቋንቋታት ይዛረቡ ማለት እዩ።

ብsharpbrains.com.ዝተዳለወ ግድል