ምህማም መሬት ሴራልዮን ከቢድ ሓደጋ ኣስዒቡ።
Published
ቅድሚ ወርሒ ኣብ ሴራሊዮን ዘጋጠመ ምህማም መሬትን ከቢድ ውሕጀን ንርእሰ ከተምኣ ብኸቢድ ሃስዩ። ሸሞንተ ኣባላት ስድርኡ ዝሰኣነ ቶማስ ቃሉ ንቢቢሲ እንትህብ ነቲ ዘሕዝን ኩነታት ገሊፁ።