ሕድሕድ ሰብ ነንባዕሉ ዝሰዓዓመሉ ብሕታዊ ገጠር ኤስያ

መግለጺ ቪድዮ, ሕድሕድ ሰብ ነንባዕሉ ዝሰዓዓመሉ ብሕታዊ ገጠር ኤስያ
Published

ዳርጋ ኣብ መላእ ቻይና ሰብ እናረኣየካ ምስዕዓም ባህሊ ምዕራባውያን ተገይሩ ስለዝውሰድ ፍጹም ከም ነውሪ'ዩ ዝረአ። ኣባ ኣብ እትበሃል ሓንቲ ጣብያ ቻይና ግና ምስዕዓም ባህሊ'ዩ። ንኽሰዓዓሙ'ውን እንከይተረፈ መደብ የውጽኡ።