"እንተተገዲድና ንሰሜን ኮርያ መሊእና ክነቃብፃ ኢና" ትራምፕ
Published
ዶናልድ ትራምፕ ሃገሮም ንዓርሳ ካብ ፀላእታ ክትከላኸል እትግደድ እንተኾይና "ንሰሜን ኮርያ ክትጥፍእ ከምትክእል" ተዛሪቦም። ኣብ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ ፈላማይ መደርኦም፡ ንመራሒ ሰሜን ኮርያ "ኣብ ልኡኽቶ ዓርሰ ቅትለት ዝወፈረ ኣያ ሮኪት" ክብሉ ብቕይዐ ገሊፆምዎ።