ሓይሊ ኤሌትሪክ ደሴት ፑሪቶ ሪኮ ብሰንኪ ህቦብላ ተቛሪጹ

መግለጺ ቪድዮ, ሓይሊ ኤሌትሪክ ደሴት ፑሪቶ ሪኮ ብሰንኪ ህቦብላ ተቛሪጹ
Published

ኣብ ሰዓት 225 ኪሎ ሜትሮ እናተጓዓዘ ደሴታት ፑሪቶ ሪኮ ዘጥቕዕ ዘሎ ህቦብላ ንፋስ ማርያ ሰባት ቀቲሉን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣቛሪጹን ኣሎ።

ብዙሕ ህዝቢ ዝነብረላ ፍሎሪዳ ድማ ካብቲ ሓደጋ ክትድሕን'ያ ዝብል ትጽቢት ኣሎ።