ዲግሪ ንምሓዝ 16 ዓመታት ዝተጓዓዘ ኪኢላ ሕጊ
Published
ታየ ዳንደና ኣብ 1996 ኣቆጻጽራ ግእዝ ሕጊ ንክመሃር ናብ ኣዲስኣበባ ዩኒቨርሲቲ ኣትዩ።
ንኽምረቕ 4 መዓልቲ ምስተረፎ ግና ብገበን ቀትለት ሰበ ስልጣን መንግስቲ ተጠርጢሩ ኣብ ቀይዲ ዊዒሉ።
ካብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲሑ ድህሪ 10 ዓመት ድማ ተመሊሱ ትምህርቱ ቀጺሉ ዓሚ መወዳእታ 2009 ተመሪቑ።