ደቂ ተባዕትዮ ማዳጋስካር ጅግንነቶም ንምምስካር ዝከኣሎም ኩሉ ይገብሩ።

መግለጺ ቪድዮ, ደቂ ተባዕትዮ ጅግንነቶም ንምምስካር ዝከኣሎም ኩሉ ይገብሩ።
Published

ኣብ እምባታት ማዳጋስካር፡ ሕፅይቲ ምርካብ ከቢድ እዩ። ንዘመናት ኣብ ከባቢ ቤስቲልዮ ዝርከቡ ሰባት፡ኣብ ልቢ ናይ መፃኢ ኣፍቃሪቶም ንምእታው፡ ምስ ኣብዑር ክቃለሱ ግድን እዩ።