ኣፍሪቃ ብምስሊ፡ ካብ መስከረም 26 ክሳብ ጥቅምቲ 2/2010
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተረኸቡውቁባት ስእልታት።

ምንጪ ስእሊ, AFP
ኣብ ርእሰ ከተማ ሶማልያ ሞቋዲሾ፤ ኣብ ጥቓ ዑናታት ዝፃወቱ ህፃናት።

ምንጪ ስእሊ, AFP

ምንጪ ስእሊ, AFP
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ፥ ኣብ መንጎ ጉጅለታት ደቡብ እፍሪካን ኒውዚላንድን ፀዋታ "ራግቢ"ቅድሚ ምጅማሩ ብባህላዊ ኣከዳድና ማዕሪጎም ምድላዋት ዘቕረቡ ሰባት።

ምንጪ ስእሊ, AFP
ኣብ ኣክራ፥ ርእሰ ከታማ ጋና፡ ሓደገኛ ባርዕ ሓዊ ካብ ዘብፀሖ ጉድኣት።

ምንጪ ስእሊ, Reuters
ኣብ መንጎ ኮንጎ ብራዛቪልን ግብፅን ዝርከብ ቦርጅ ኣልኣረብ ስታድየም ውሸጢ፥ ን2018 ዋንጫ ዓለም ዝተኻየደ መፃረዪ ፀዋታ ክሪኡ ዝተዓደሙ ግብፃውያን ደገፍቲ።

ምንጪ ስእሊ, EPA
ድሕሪ 20 ዓመታት ግብፂ ንኮንጎ ብራዛቪል 2 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀዋታ ኩዕሶ እግሪ።

ምንጪ ስእሊ, EPA
ቅድሚ ሕዚ ብፀዋታ ኩዕሶ እግሪ ህቡብ ዝኾነ ላይበርያዊ ጆርጅ ዊሃ፥ ደገፍቱ ውፅኢት ሃገራዊ መረፃ ሬድዮ እንትከታተሉ።

ምንጪ ስእሊ, Reuters
ደገፍቲ ተቓዋሚ ውድብ ኬንያ ናሳ፥ ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዘካየዱዎ ሰላማዊ ሰልፊ ምስ ፖሊስ ተፋጢጦም።

ምንጪ ስእሊ, Reuters
መኽበርቲ ፀጥታ፥ ደገፍቲ ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታ'ውን ብሕማቕ ዓይኒ ይሪኡዎም።

ምንጪ ስእሊ, EPA
ኣብ ግድግዳ ብምስኣል ዝፍለጥ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ፋልኮ ዝተብሃለ በዓል-ሞያ ስእሊ፥ ኣብ ጆሃንስበርግ ዝሰኣሎ።
ፎቶታት ካብ ኤኤፍፒ፣ ኢፒኤ፣ ፒኤን ሮይተርስን ዝተረኸቡ እዮም።



















![ፊልሞን ሓጎስ፣ ኪዳነ ኣንገሶምን ክብሮም ገብረማርያምን [ካብ ጸጋም ናብ የማን] ኣብ 21 ሚያዝያ 2026 ብሞት ተቐጺዖም](https://ichef.bbci.co.uk/ace/ws/400/cpsprodpb/2266/live/c9828950-553c-11f1-b682-cf91850925ea.png.webp)
