ከንቲባ ከተማ ኒውዮርክ ብዛዕባ ኣብ ከተምኦም ዝተፀመ መጥቃዕቲ ይዛረቡ

መግለጺ ቪድዮ, ከንቲባ ከተማ ኒውዮርክ ብዛዕባ ኣብ ከተምኦም ዝተፀመ መጥቃዕቲ ይዛረቡ
Published

ኣብ ከተማ ኒውዮርክ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሸሞንተ ሰባት ሞይቶም። ነቲ ብመኪና ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ "ናይ ፈራሓት በትሪ" ክብሉ፡ ከንቲባ ከተማ ኒው ዮርክ ገሊፆምዎ።