'' ሰባት ንዓና'ዮም መጺኦም ናይ ልቦም ዝነግሩና''

መግለጺ ቪድዮ, '' ሰባት ንዓና'ዮም መጺኦም ናይ ልቦም ዝነግሩና''
Published

ሰባት ናይ ልቦም ዝዛረቡ ንኪኢላ ሞያ ጥዕና ኣእሙሮን ኣወሃሃዲ እንዳ መስተን'ዩ ዝብል ኣሳስዩ መልከጸዲቅ፡ ኢትዮጵያውያን ዝፈትውዎ ዓይነት መስተ ከምዘዳሉ ይገልጽ።