''ባጃጅ' ኢለን ጸዊዔን ኣነ ምዃነይ ምስፈለጣ ፈሪሐን ዝኸዳ ኣለዋ''
Published
ደቂ ኣንስትዮ፡ ኣብ ስራሕቲ ግልጋሎት መጓዓዝያ ታክስን ባጃጅን ክሰርሓ ብዙሕ ኣይረኣያን። ብርትኳን ገብረክርስቶስ ግን ካብ ውድድር ብሽክለታ ናብ ስራሕቲ ምሽክርካር ባጃጅ ኣትያ ሂወታ እናመርሐት ትርከብ።