ንጉሰ ኣባዲ፡ "ዘማይ ብናይ ኪሮስ መንገዲ'የ ሰሪሐያ"
Published
ድምጻዊ ንጉሰ ኣባዲ፡ ኣብ ትግራይ ካብ ቀረባ እዋናት ንነዘ ኣዝዮም እናጎልሁ ካብ ዝመጽኡ ስነ ጥበባውያን ሓደ እዩ። ንጉሰ ኣብ ኩሉ ስራሕቱ ነብስሄር ድምጻዊ ኪሮስ ኣለማዮህ መርኣያ ከምዝኾነ እዩ ዝገልጽ። ቢቢሲ ትግርኛ ምስ ንጉሰ ዝገበሮ ጻንሒት እነሆ።