ኣይተ ተስፋይ ክንፈ ኣብ ከተማ ሑመራ ንልዕሊ 50 ዓመታት ኣብ ስራሕቲ ቤት ብልዒ ዝነጠፉ ኣቦ እዮም። ፉል ሓጃ ንኽትሰርሖ ጥንቃቐ ዝሓትት መግቢ ምዃኑ ድማ ይገልጹ።