ሓወልታት ኣኽሱም ብኸመይ ተተኺሎም?

መግለጺ ቪድዮ, ሓወልታት ኣኽሱም ብኸመይ ተተኺሎም?
Published

ሓወልታት ኣኽሱም ካብቲ መሰረቶም ተባሂሉ ዝዝረበሉ፡ ጎቦ ዱራ ናብቲ ሕዚ ተተኺሎሙሉ ዘለዉ ቦታ ብኸመይ መንገዲ ተጎዓዒዞም? መን ከ ተኺልዎም? ገሊኦም ብሓይሊ እግዚኣብሄር ገሊኦም ድማ ብሓራምዝ ከምዝተጎዓዕዙ ይገልጹ።