ዋጋ ዕዳጋ ጤለ-በጊዕ ከመይ ቀንዩ?

መግለጺ ቪድዮ, ዋጋ ዕዳጋ ጠሌ በጊዕ ከመይ ቀንዩ?
Published

ኣብ ዕዳጋ ብዕራይ ከተማ መቐለ፡ ጠሌ በጊዕ ክሳብ 5 ሽሕ ብር ይሽየጣ ከምዝቐነያ ተገሊጹ።