ምድላዋት ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ኣብ ምክልኻል ኮሮናቫይረስ እንታይ ይመስል?

መግለጺ ቪድዮ, ምድላዋት ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ኣብ ምክልኻል ኮሮናቫይረስ እንታይ ይመስል?
Published

ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ኣተሓባባሪ ማእኸል ሕክምና ኮሮናቫይረስ ዶ/ር በረኸት ኣረጋዊ፡ ንሰብ ሞያ ጥዕና ዝኸውን ኣገደስቲ መከላኸሊ ናውቲ ሕጽረት ከምዘሎ ገሊጹ።