መወሸቢ ማእኸላት ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም

መግለጺ ቪድዮ, መወሸቢ ማእኸላት ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም
Published

ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ኣብ ከተማታት ኣኽሱም ሽረ እንዳስላሰን ዓድዋን ኣብ ዝርከብ ቀጽርታቱ ካብ ትግራይ ወጻኢ ንዝነበሩ ገያሾ ይውሽብ ኣሎ።