ሰኣን ግቡእ ኣቓልቦ ሓካይም ህይወታ ዝሰኣነት ነብሰ-ጾር

መግለጺ ቪድዮ, ሰኣን ግቡእ ኣቓልቦ ሓካይም ህይወታ ዝሰኣነት ነብሰ-ጾር
Published

ኣብ ህንዲ ከተማ ሙምባይ ብሰንኪ በዝሒ ተሓከምቲ ኮቪድ-19 ሆስፒታላት ብምጭንናቐን፡ ሰባት ዝፈትውዎም ናይ ቀረባ ኣዝማዶም ይስእኑ ኣለዉ።