“ሆቴላት ንጉድኣት ኣካል ዝምችኡ ክኾኑ ኣለዎም”፡ ሜሮን ተስፋይ

መግለጺ ቪድዮ, “ሆቴላት ንጉድኣት ኣካል ዝምችኡ ክኾኑ ኣለዎም” ሜሮን ተስፋይ
Published

ሜሮን ተስፋይ ኣብ ግዜ ሕርሲ ወላዲታ፡ ጸገም ጥዕና ሰረብለም ስለዘጋጠማ መትነታታ ከም ድሌታ ኣይእዘዙላን። ንሳ ኣብዚ ሕጂ እዋን ናይ ካልኣይ ዲግሪ ትምህርታ ትቕጽል ዘላ ኮይና ዓይነ ስውራት መግቢ ኣዚዞም ዝበልዕሉ ሜኑ ብረይል ሰሪሓ።