እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ብቕዓት ኣእምሮና እስከ ንፈትን - ግድል ቁ- 11
Published
ነዚ ቅልል ዝበለ ግድል ንምፍታሕ ፈትኑ።
ምቕፃል ይከኣል እዩ!
ግድል 11
እዛ ኣውቶቡስ ናብ ቅድሚት ትጉዓዝ ምህላዋ ኣስተብህሉ። ናብ ኣየኒኡ ኣንፈት ትጓዓዝ ምህላዋ ግን ካብቲ ምስሊ ሪኢኹም ገምቱ። የማን'ዶ ፀጋም?
መልሲ ኣብ ታሕቲ ኣለኩም
መልሲ
ጉዕዞ እታ ኣውቶቡስ ንፀጋም እዩ። ምልክቱ ድማ ኣብ መዓፁ እታ ኣውቶቡስ እዩ ዘሎ።
መዓፁኣ ኣብቲ ምስሊ ኣይርኣዩን ዘለው። ስለዝኾነ፡ እንተድኣ መራሒ መኪና ብፀጋም ኮፍ ኣብ ዝብለላ ሃገር ሃሊኹም፡ ኣንፈት ጉዕዞ እታ ኣውቶቡስ ግድን ናብ ፀጋም እዩ ዝኸውን።
ብsharpbrains.com.ዝተዳለወ ግድል